መደብ እቲ ‘ሰላም ስዓቡ’! ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2022

ዓርቢ

መደብ ዓርቢ ኣብ መዝሙር 29:11 እተመስረተት ኰይና፡ “የሆዋ ንህዝቡ ብሰላም ኪባርኾ እዩ” ትብል።

ቀዳም

መደብ ቀዳም ኣብ 2 ጴጥሮስ 3:14 እተመስረተት ኰይና፡ “ብዘይ ርስሓትን ብዘይ ኣበርን ኴንኩም ብሰላም . . . ክትርከቡ ተጋደሉ” ትብል።

ሰንበት

መደብ ሰንበት ኣብ ሮሜ 15:13 እተመስረተት ኰይና፡ “እቲ ተስፋ ዚህብ ኣምላኽ . . . ብዅሉ ሓጐስን ሰላምን ይምላእኩም” ትብል።

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ንተኣከብቲ ዚኸውን ጠቓሚ ሓበሬታ።