ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሓዳርን ስድራ ቤትን

እቲ ንዅሉ ሰብ ኪጠቅም ዚኽእል መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንሓዳርካ ኼመሓይሾን ኣብ ኣተዓባብያ ደቅኻ ኺሕግዘካን ዚኽእል ግብራዊ ምኽሪ ኣለዎ። a

a ኣብዚ ኽፋል እዚ፡ ስም ገሊኦም ሰባት ተቐዪሩ እዩ።

ኣተዓባብያ ቘልዑ

ሕታማት

ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ

ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ብምትግባር፡ ሓጐስ ዝመልኦ ሓዳርን ስድራ ቤትን ኪህልወካ ይኽእል እዩ።