ንጥፈታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ህዝባዊ ኣገልግሎትና

ባሕረኛታት ብስራት ይሰምዑ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቶም ወትሩ ኻብ ቦታ ናብ ቦታ ዚጐዓዙ ባሕረኛታት ብስራት ምእንቲ ኼብጽሑሎም፡ ኣብ ዓበይቲ ወደባት መደብ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣዳልዮም እዮም። ባሕረኛታት እንታይ ምላሽ ሂቦም፧

ዕዮ ሕትመትና

ሓድሽ መጽሓፍ ቅዱስ ምድላው

ትርጉም ሓዳስ ዓለም ብኸመይ ከም እተዳለወ ርአ። ነዚ ጽቡቕን ሓድሽን መጽሓፍ ቅዱስ ንምድላው ብዙሕ ግዜን ገንዘብን ጻዕርን ዝፈሰሶ ስለምንታይ እዩ፧

ዕዮ ህንጸት

ካብ ኣካረይቲ እተላእከ ደብዳበታት

ገሊኦም ወነንቲ ኣባይቲ ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ብምክራዮም ከመይ ተሰሚዕዎም፧

ኣብ ማሕበረሰብ እነበርክቶ እጃም

ካብ ማእሰርቲ ናብ ብልጽግና

ቅድሚ ሕጂ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበረ ዶናልድ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኣምላኽ ብኸመይ ከም ዘፍለጦ፡ ኣብ ህይወቱ ለውጢ ኺገብርን ዝሓሸ ሰብኣይ ኪኸውንን ብኸመይ ከም ዝሓገዞ የዘንቱ።

ናብራ ቤት-ኤል

ብኣሽሓት ዚቝጸሩ ሰባት ንቤት ጽሕፈት ጨንፈር ማእከላይ ኣመሪካ ይበጽሑ

ገሊኣቶም ነዚ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እዚ ንምብጻሕ መስዋእቲ ኪኸፍሉ ኣድልይዎም እዩ። ብዙሓት ካብዚኣቶም ብእተኻረይወን ኣውቶቡሳት ንመዓልትታት ተጓዒዞም እዮም መጺኦም። መንእሰያትን ቈልዑን ብዛዕባ እቲ ናብ ቤት-ኤል ዝገበርዎ ምብጻሕ እንታይ ይብሉ፧