ንቕሑ! ጥሪ 2013

ካብ ከባቢ ዓለም

ካብ መላእ ዓለም ብዛዕባ እተረኽበ እዋናዊ ፍጻመታትን ኣገዳሲ ነጥብታትን ዚገልጽ ሓበሬታ ርኸብ።

ንስድራ ቤት

ምስ ዝባጽሐ ውሉድካ ብኸመይ ከም እትዘራረብ

ምስ ዝባጽሐ ውሉድካ ኽትዘራረብ ከለኻ፡ ትበሳጮዶ፧ ከምኡ ዓይነት ጸገም ዜጋጥም በየናይ ረቛሒታት እዩ፧

ቃለ መጠይቕ

ሓንቲ ባዮከሚከኛ ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ

ብዛዕባ እቲ ምርምር ዝገበረትሉ ስነ ፍልጠታዊ ሓቅታትን ስለምንታይ ኣብ ቃል ኣምላኽ ከም እትኣምንን ኣንብብ።

ገበር

ኣብዛ ንጥቕሚ ርእሳ ጥራይ እተቐድም ዓለም፡ ሓለይቲ ውሉዳት ምዕባይ

ደቅኻ ኣብ ጥቕሚ ርእሶም ጥራይ ምእንቲ ኸየተኵሩ ኽትሕግዘሉ እትኽእል ሰለስተ መዳያት መርምር።

ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ካመሩን እተገብረ ምብጻሕ

ብዛዕባ ባህልታትን ህዝብታትን እዛ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኣንብብ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ገነት

ኣብ ሰማይ ድያ ዘላ ወይስ ኣብ ምድሪ እትህሉ ናይ ሓቂ ቦታ እያ፧ ኣብኣ ኪነብር ዚኽእል መን እዩ፧

ተነዲፉ ድዩ፧

ባር-ተይልድ ጎድዊት እትብሃል ዑፍ ኣንፈታ እትፈልጠሉ መገዲ

ብዛዕባ እቲ እታ ባር-ተይልድ ጎድዊት እትብሃል ዑፍ ንሸሞንተ መዓልቲ እትገብሮ ዜደንቕ ፍልሰት ኣንብብ።