ንቕሑ! መጋቢት 2015 | ኣምላኽ ኣሎ ድዩ፧ ብዛዕባ እዚ ምፍላጥካ ዚጸልወካ ብኸመይ እዩ፧

ስፍሓት እቲ መልሲ ኼገርመካ ይኽእል እዩ።

ገበር

ኣምላኽ ኣሎ ድዩ፧ ብዛዕባ እዚ ምፍላጥካ ዚጸልወካ ብኸመይ እዩ፧

ነቲ ብዙሓት ሰባት ከም ኪምለስ ዘይክእል ወይ ከም ዘየገድስ ገይሮም ዚርእይዎ ሕቶ፡ መልሱ ኽትፈልጦ ኣገዳሲ ድዩ፧

ካብ ከባቢ ዓለም

ኣትኵሮ ኣብ ኣፍሪቃ

ከይተነግረሉ ዚሓልፍ ጉቦን ዘይሕጋዊ ሃድን ሓርሽን ዜመሳስሎ ነገራት ኣሎ።

ንስድራ ቤት

ምስ እንዳ ኣሕሙ ተሳኒኻ ምንባር

ምስ እንዳ ኣሕሙ ዜጋጥም ጸገም፡ ኣብ ሓዳርካ ጸገም ንኸየምጽእ ኪሕግዘካ ዚኽእል ሰለስተ ምኽሪ።

ከመይ ይመስል ነበረ፧

ንኽፍልታት ዓለም ዝመቓቐለ ኣዋጃት

ኣብ ደቡብ ኣመሪካ ኻብ ዘለዋ ሃገራት፡ ኣብ ብራዚል ጥራይ ብቐንዱ ፖርቱጋልኛ ዚዝረብ ስለምንታይ እዩ፧

ጽሩይ ኣየርን ብርሃን ጸሓይን—ባህርያዊ “ጸረ ነፍሳት”

ዘመናዊ ስነ ፍልጠት፡ ንልክዕነት እቲ ኣብ 1800ታት እተገብረ መጽናዕቲ ዜረጋግጽ እዩ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ጠላዕ

ጕድኣት ዘይብሉ መዘናግዒ ድዩ፧

ተነዲፉ ድዩ፧

ዜደንቕ ናይ ምስማዕ ክእለት እታ ዝዓበየት ግዝዋ ስምዒ

በተን ደቀቕቲ ኣእዛና፡ ካብ ካልእ እንስሳ ዚበልጽ ነገር ክትገብር ትኽእል እያ።

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ጽፉፍን ጽሩይን ኩን

የሆዋ ንዅሉ ኣብ ቦቦታኡ እዩ ዚገብሮ። ንስኻ እውን ብኸመይ ጽፉፍን ጽሩይን ክትከውን ከም እትኽእል ተምሃር።