ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መዝሙር 49

ልቢ የሆዋ ነሐጕስ

ልቢ የሆዋ ነሐጕስ

(ምሳሌ 27:11)

  1. 1. ቃልና’ዩ ምምላእ ፍቓድካ፣

    ብጥበብ ምዕማም ዕዮኻ።

    ሽዑ’ና ነሐጕሰካ፡

    ባህ ’ነብሎ ንልብኻ።

  2. 2. እቲ ባርያኻ መጋቢ፡

    ይእውጅ ኣሎ ንህዝቢ፣

    ኣብ እዋኑ’ውን ይምግብ፡

    ከነገልግል ምኽሪ ይህብ።

  3. 3. ንጡፍ ሓይልኻ ሃበና፣

    ክንሕዝ ናይ እምነት ጐደና።

    ኣብ ኵሉ ኽንውድሰካ፡

    ወትሩ ኸነሐጕሰካ።