ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ልማዳትን ወልፍታትን

ልማዳት

ንልማዳትካ ብኸመይ ከም እትቈጻጸሮ

ንልማዳትካ፡ ኣብ ክንዲ ንጕድኣትካ ንጥቕምኻ ኸም ዚኸውን ግበሮ።

ንፈተና ብኸመይ ክጻረሮ እኽእል፧

ዘይግቡእ ትምኒታት ንምቅላስ ዚሕግዝ ሰለስተ ኣገዳሲ ስጕምትታት ርአ።

ትምባኾን ሓሽሽን ኣልኮላዊ መስተን

ንመጠን እትሰትዮ ኣልኮላዊ መስተ ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ትኽእል፧

ኣብ ዜጭንቕ እዋን እውን ከይተረፈ፡ ኣልኮላዊ መስተ ኸተቋርጽ ኪሕግዘካ ዚኽእል ሓሙሽተ ምኽሪ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ እንታይ ይብል፧ ምስታይ ሓጢኣት ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ወይኒ ይኹን ኻልእ ኣልኮላዊ መስተ ዘለዎ እተፈላለየ ጥቕሚ ይገልጽ እዩ።

ኣምላኽ ንምትካኽ ሽጋራ ብኸመይ ይርእዮ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ንትምባኾ ኣይጠቅስን እዩ፣ ብኸመይ ደኣ ኢና እሞ ኽንፈልጥ እንኽእል፧

ምትካኽ ሽጋራ ሓጢኣት ድዩ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ምትካኽ ሽጋራ ኣይተገልጸን፡ እሞ ደኣ መልሲ እዛ ሕቶ እዚኣ ከመይ ጌርካ ይፍለጥ፧

ኣነባብራይ ሰልክዩኒ ነይሩ

ድሚትሪ ኮርሹኖቭ ውሉፍ ኣልኮላዊ መስተ እዩ ነይሩ፣ ድሕሪ ግዜ ግና መጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኼንብብ ጀመረ። ኣብ ህይወቱ ዓብዪ ለውጢ ኺገብር ዝደረኾ እንታይ እዩ፧

ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት

ንኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ብጥበብ ዲኻ እትጥቀመሉ፧

ከምኡ ትገብር እንተ ኣሊኻ ንምፍላጥ፡ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ንዘለዋ ኣርባዕተ ሕቶታት መልሰን።

ካብ ግጉይ ሓበሬታ ተሓሎ

ዜደናግር ዜናን ናይ ሓሶት ጸብጻብን ሽርሕን ኣስፋሕፊሑ ኣሎ፣ እዚ ኺጐድኣካ ይኽእል እዩ።

ብዛዕባ ኤለክትሮኒካዊ ጸወታታት እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧

ቅድሚ ሕጂ ዘይሓሰብካሉ ጥቕምን ጕድኣትን ኪህልዎ ይኽእል እዩ።

ንርእስኻ ባዕልኻ ዲኻ እትቈጻጸራ፡ ወይስ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትካ፧

ኣብ እተኣሳሰረት ዓለም እኳ እንተ ነበርካ፡ ተክኖሎጂ ኺቈጻጸረካ ግና የብሉን። ብኤለክትሮኒካዊ መሳርሒኻ ኸም እተወለፍካ ኸመይ ጌርካ ትፈልጥ፧ እዚ ጸገም እዚ እንተ ኣልዩካ፡ ከመይ ጌርካ ንህይወትካ ኽትቈጻጸሮ ትኽእል፧

ምጥላዕ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጠላዕ እንታይ ይብል፧

ጕድኣት ዘይብሉ መዘናግዒ ድዩ፧

ጠላዕ ሓጢኣት ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጠላዕ ፈልዩ ዘይገልጽ ካብ ኰነ፡ ከመይ ጌርና ደኣ ኢና ኣምላኽ ብዛዕባኡ ዘለዎ ርእይቶ ኽንፈልጥ ንኽእል፧

ስእለ ጽዩፍ

ስእለ ጽዩፍ—ጕድኣት ዘይብሉ ድዩ ወይስ ሓደገኛ፧

ስእለ ጽዩፍ ምርኣይ፡ ንውልቀ ሰባትን ንስድራ ቤታትን ብኸመይ ይጐድኦም፧

መጽሓፍ ቅዱስ ንስእለ ጽዩፍ ይዅንኖ ድዩ፧

ንኣምላኽ ከተሐጕሶ እንተ ደሊኻ፡ ብዛዕባ ስእለ ጽዩፍ እንታይ ከም ዚስምዖ ፍለጥ።