ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ስነ ፍልጠታዊ ልክዕነት መጽሓፍ ቅዱስ

መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ድዩ፧

ደራሲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ እንተ ዀይኑ፡ ካብ ኵሉ ኻልእ መጻሕፍቲ እተፈልየ መጽሓፍ ኪኸውን ኣለዎ

ስነ ፍልጠት ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ይሰማማዕ ድዩ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ስነ ፍልጠታዊ ጌጋታት ይርከብ ድዩ፧

ኣምላኽ ንዩኒቨርስ መዓስ እዩ ኺፈጥሮ ጀሚሩ፧

እቲ መልሲ፡ ኣብተን “መጀመርታ”ን “መዓልቲ”ን ዚብላ ኣብ ዘፍጥረት ዘለዋ ቓላት እዩ ዘሎ።

መጽሓፍ ቅዱስ ግዜኡ ዝሓለፎዶ ወይስ ቅድሚ ግዜኡ ዜፍልጥ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ስነ ፍልጠት መምሃሪ መጽሓፍ እኳ እንተ ዘይኰነ፡ እቲ ሒዝዎ ዘሎ ስነ ፍልጠታዊ ሓሳባት ግና ኬደንቐካ ይኽእል እዩ።

ስነ ፍልጠት ንህይወትካ ብኸመይ ይጸልዎ፧

“ኣንጻር ህላወ ኣምላኽ ዝዀነ ስነ ፍልጠታዊ መርትዖ” እንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ምድሪ ጸፋሕ ከም ዝዀነት ይምህር ድዩ፧

እዚ ጥንታዊ መጽሓፍ እዝስ ልክዕ ድዩ፧

ኢግናዝ ሲመልወስ

ኣብዚ ግዜ እዚ ዚርከባ ዅለን ስድራ ቤታት ነዚ ሰብ እዚ ኼማስዋሉ ኣለወን። ስለምንታይ፧

ከመይ ይመስል ነበረ፧—ጋሊለዮ

ብ1992 ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ጆን ፖል ካልኣይ፡ ብዛዕባ ቤተ ክርስትያን ካቶሊክን ንጋሊለዮ ዝሓዘትሉ መገድን ዚገልጽ ዜገርም ነገር ተዛሪቦም ነይሮም።

ኣሪስቶትል

ሓሳባት እዚ ጥንቲ ዝነበረ ፈላስፋ፡ ንትምህርትታት ህዝበ ክርስትያን ኣጸቢቑ ጸልይዎ እዩ።

ኣምላኽ ብዛዕባ ስነ ጥዕና ዝሃቦ ሕግታት ቅድሚ ዘመኑ እዩ ነይሩ

ጥንቲ ዝነበሩ ህዝቢ እስራኤል ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ስነ ጥዕና ዝሃቦ ምዕቡል ሕግታት ብምስዓቦም ተጠቒሞም እዮም።