ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ብምድህሳስ ምንባር

ብምድህሳስ ምንባር

ጄምስ ርያን፡ ጽሙም ኰይኑ እተወልደ፡ ጸኒሑ ኸኣ ዓይነ ስዉር ዝዀነ ናይ የሆዋ ምስክር እዩ። ሳላ ሓገዝ ስድራ ቤቱን ጉባኤኡን፡ a ካብቲ ዝሰኣኖ ነገር እቲ ዝረኸቦ ኸም ዚበዝሕ ዚስምዖ ስለምንታይ ምዃኑ ርአ።

a ጄምስ ኣብ ስድራ ቤቱ ንሱ ጥራይ እዩ ናይ የሆዋ ምስክር።