ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

በልጅዩም

  • ያቤክ፡ በልጅዩም—ኣብ ጥቓ እቲ E40 ዚብሃል ጽርግያ ተሽከርከርቲ ስግረ ዶብ ኤውሮጳ ኣብ ዚርከብ ማካይን ደው ዚብላሉ ቦታ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ ይሰብኩ

ሓጺር ሓበሬታ—በልጅዩም

  • ብዝሒ ህዝቢ—11,698,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—26,424
  • ጉባኤታት—338
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን449