ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ካናዳ

  • ሞንትርያል፡ ካናዳ— መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ ይዕድሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ካናዳ

  • ብዝሒ ህዝቢ—38,704,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—120,388
  • ጉባኤታት—1,164
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን325

ህዝባዊ ኣገልግሎት

ኣብ ካናዳ ንዚርከቡ ደቀባት ምምስካር

ሰባት ብቛንቋ ኣዲኦም ብዛዕባ ፈጣሪ ምእንቲ ኺምሃሩ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብሓያሎ ቛንቋታት ደቀባት መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ የካፍሉ እዮም።