ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኮት ዲቭዋር

  • ኣቢጃን፡ ኮት ዲቭዋር—ንኣምላኽ ስምዓዮ ዘርእስታ ብሮሹር ትዕድል

ሓጺር ሓበሬታ—ኮት ዲቭዋር

  • ብዝሒ ህዝቢ—29,389,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—12,712
  • ጉባኤታት—227
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን2,436

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ

ናብ ወጻኢ ሃገር ከይደን ዜገልግላ ብዙሓት ኣሓት፡ ኣብ ፈለማ ይወላወላ ነይረን እየን። እሞ ደኣ ኸመይ ገይረን እየን ትብዓት ረኺበን፧ ካብቲ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘገልገላኦ ኣገልግሎትከ እንታይ እየን ተማሂረን፧