ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኢትዮጵያ

  • ቁሸት ጢስ ኣባይ፡ ኢትዮጵያ—ብቛንቋ ኣምሓርኛ እተሓትመ ብሮሹር ትዕድል

ሓጺር ሓበሬታ—ኢትዮጵያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—123,771,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—11,512
  • ጉባኤታት—206
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን11,053

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

የሆዋ ኻብቲ እተጸበኽዎ ንላዕሊ ባሪኹኒ

ማንፍሬድ ቶናክ ሚስዮናዊ ዀይኑ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሕለፎ ተመክሮ፡ ትዕግስትን ዕግበትን ብዙሕ ጽቡቕ ባህርያትን ኬማዕብል ሓጊዝዎ።