ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ጓም

  • መሪጾ ፕየር፡ ጓም—ብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ይዕድሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ጓም

  • ብዝሒ ህዝቢ—173,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—709
  • ጉባኤታት—9
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን250

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ማይክሮነዥያ

ኣብተን ኣብ ፓሲፊክ ዚርከባ ደሴታት ዜገልግሉ ኻብ ካልኦት ሃገራት ዝመጹ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ሰለስተ ብድሆታት የጋጥሞም እዩ። እሞኸ እዞም ሰበኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ እዚኦም፡ ነቲ ብድሆታት ብኸመይ እዮም ዚዋጽኡሉ፧