ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ምያንማር

  • ታ ባውት ንጉ፡ ምምያንማር—መጽሓፍ ቅዱስ ንምጽናዕ ዚሕግዝ ጽሑፍ የበርክቱ

ሓጺር ሓበሬታ—ምያንማር

  • ብዝሒ ህዝቢ—56,145,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—5,171
  • ጉባኤታት—96
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን10,962

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ምያንማር

ብዙሓት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓዶም ሓዲጎም ኣብ ምያንማር ኣብ ዚካየድ መንፈሳዊ ቐውዒ ዚሕግዙ ዘለዉ ስለምንታይ እዮም፧

ፍሉይ ፍጻመታት

ኪዛዘም ኣይደለናዮን ኔርና

ኣብዚ ኣብ ያንጎን፡ ሚያንማር እተኻየደ ፍሉይ ኣኼባ፡ እተፈላለየ ዓሌትን ቋንቋን ዜግነትን ዘለዎም ሰባት ፍቕርን ሓድነትን ብግብሪ ኼርእዩ ኸለዉ ርአ።