ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ናይጀርያ

  • ኤዳንረ፡ ናይጀርያ—መጽሔት ግምቢ ዘብዐኛ ይዕድሉ

ሓጺር ሓበሬታ—ናይጀርያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—222,182,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—400,375
  • ጉባኤታት—6,071
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን589

ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

መስመር ሳተላይት JW፡ ኢንተርነት ናብ ዘይበጽሓሉ ቦታታት ይበጽሕ

ኣብ ኣፍሪቃ ዚነብሩ ኢንተርነት ዘይብሎም ኣሕዋትና ኸመይ ገይሮም እዮም ፈነወ JW ዚርእዩ፧

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ሳላ እቲ ሃብታም ክርስትያናዊ ውርሻይ ህይወተይ ለምሊሙ

ታሪኽ ህይወት እቲ ንየሆዋ ኣስታት 80 ዓመት ዘገልገለ ዉድዎርዝ ሚልስ ኣንብብ።

ዕዮ ህንጸት

ኣብ ናይጀርያ 3,000 ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ተሃኒጹ

ኣብ ናይጀርያ ኣብ እተኻየደ ህንጸት ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ እተኸፍተ ሓድሽ ምዕራፍ ንምኽባር ፍሉይ ኣኼባ ተገይሩ። ካብ 1920ታት ንነጀው ብዛዕባ ዝነበረ ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዚገልጽ ሓጺር ታሪኽ ቀሪቡ ነይሩ።