ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ፓፕዋ ኒው ጊኒ

  • ፖርት ሞርዝቢ፡ ፓፕዋ ኒው ጊኒ—ሓንቲ ጥቕሲ ብቛንቋ ቶክ ፒሲን የንብባ

ሓጺር ሓበሬታ—ፓፕዋ ኒው ጊኒ

  • ብዝሒ ህዝቢ—9,466,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—5,692
  • ጉባኤታት—89
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን1,999

ካብ መዛግብትና

እታ ጸዋሪት ብርሃን፡ መንፈሳዊ ብርሃን ናብ ደቡባዊ ምብራቕ እስያ ኣብጽሐት

ተቓውሞ እናኣጋጠመ ኽነሱ፡ እቶም ሒደት ኣባላት ጕጅለ እታ ጸዋሪት ብርሃን ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዘለዎ ሰፊሕ ዞባ፡ ብርሃን ሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ዘርጊሖም እዮም።