ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ቱርኪ

  • ኢስታንቡል፡ ቱርኪየ—ብቱርክኛ እተሓትመት መጽሔት ንቕሑ! ትዕድል

ሓጺር ሓበሬታ—ቱርኪ

  • ብዝሒ ህዝቢ—85,957,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—5,692
  • ጉባኤታት—71
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን15,502

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ፈትዮም ይመጹ—ቱርኪ

ብ2014 ኣብ ቱርኪ ፍሉይ ወፈራ ስብከት ተኻይዱ እዩ። እዚ ወፈራ እዚ ዘድለየ ስለምንታይ እዩ፧ ኣብቲ ወፈራ እተኻፈሉኸ መን እዮም፧