ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ማደይራ

ሓጺር ሓበሬታ—ማደይራ

  • ብዝሒ ህዝቢ—253,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—1,188
  • ጉባኤታት—19
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን215

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ

ዘርኢ መንግስቲ ኣምላኽ ንፈለማ ግዜ ኣብ ፖርቱጋል ብኸመይ ከም እተዘርአ

እቶም ኣብ ፖርቱጋል ዝነበሩ ቐዳሞት ሰበኽቲ መንግስቲ ኣምላኽ ንዘጋጠሞም ዕንቅፋታት ብኸመይ ሰጊሮምዎ፧

ነዚ እውን ርአ