ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መዝሙር 157

ኪሰፍን’ዩ ሰላም!

ኪሰፍን’ዩ ሰላም!

(መዝሙር 29:11)

  1. 1. ኣብዚ ጸዋግ ዘመን፡

    ዋላ ’ተ ’ለና፡

    ሰላም ሂቡና’ሎ ’ምላኽና።

    ንጥምት ማዕዶ፡

    ካብ ልቢ ንኣምን፡

    ከም ዚመጽእ

    ሰናይ እዋን።

    (ኣዝማች)

    ኪሰፍን’ዩ ሰላም፡

    ኣብ ኵላ ዓለም፡

    ንዘልኣለም ኣለም።

    ኣብ ምብራቕ፡ ኣብ ምዕራብ፡

    ኣብ ደቡብ፡ ሰሜን፡

    ኪርኢ’ዩ ፍጥረት፡

    ’ወ ሰላም።

  2. 2. ኣብታ ሓዳስ ዓለም፡

    ብሓድነት፡

    ክንነብር ኢና ብስኒት።

    ኪኸውን’ዩ ’ወ፡

    ኣብ ሰማይ፡ ኣብ ምድሪ፡

    ብዙሕ ሰላም፡ ፍትሒ፡ ፍቕሪ።

    (ኣዝማች)

    ኪሰፍን’ዩ ሰላም፡

    ኣብ ኵላ ዓለም፡

    ንዘልኣለም ኣለም።

    ኣብ ምብራቕ፡ ኣብ ምዕራብ፡

    ኣብ ደቡብ፡ ሰሜን፡

    ኪርኢ’ዩ ፍጥረት፡

    ’ወ ሰላም።

    (ኣዝማች)

    ኪሰፍን’ዩ ሰላም፡

    ኣብ ኵላ ዓለም፡

    ንዘልኣለም ኣለም።

    ኣብ ምብራቕ፡ ኣብ ምዕራብ፡

    ኣብ ደቡብ፡ ሰሜን፡

    ኪርኢ’ዩ ፍጥረት፡

    (ኣዝማች)

    ኪሰፍን’ዩ ሰላም፡

    ኣብ ኵላ ዓለም፡

    ንዘልኣለም ኣለም።

    ኣብ ምብራቕ፡ ኣብ ምዕራብ፡

    ኣብ ደቡብ፡ ሰሜን፡

    ኪርኢ’ዩ ፍጥረት፡

    ’ወ ሰላም፡

    ’ወ ሰላም!