ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ስእሊ ሰሌዳ

ንገንዘብካ ብኸመይ ተካውኖ፧

ንገንዘብካ ብኸመይ ተካውኖ፧

ጽዒርካ ዝረኸብካዮ ገንዘብ፡ ዝደለኻዮ ኽትገብር የኽእለካ እዩ። ግናኸ፡ ብዛዕባ ገንዘብ ምክዋን ክትሓስበሉ ዘሎካ ሒደት ነገራት ኣሎ።