ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሀ6-ሀ

ሰሌዳ፦ ኣብ ይሁዳን እስራኤልን ዝነበሩ ነብያትን ነገስታትን (1ይ ክፋል)

ነገስታት እታ ብኽልተ ነገድ ዝቘመት ደቡባዊት መንግስቲ ይሁዳ

997 ቅ.ክ.

ሮብዓም፦ 17 ዓመት

980

ኣብያ (ኣብያም)፦ 3 ዓመት

978

ኣሳ፦ 41 ዓመት

937

ዮሳፋጥ፦ 25 ዓመት

913

ዮራም፦ 8 ዓመት

ከ. 906

ኣሓዝያ፦ 1 ዓመት

ከ. 905

ንግስቲ ዓታልያ፦ 6 ዓመት

898

ዮኣስ፦ 40 ዓመት

858

ኣማስያ፦ 29 ዓመት

829

ዑዝያ (ዓዛርያ)፦ 52 ዓመት

ነገስታት እታ ብዓሰርተ ነገድ ዝቘመት ሰሜናዊት መንግስቲ እስራኤል

997

የሮብዓም፦ 22 ዓመት

ከ. 976

ናዳብ፦ 2 ዓመት

ከ. 975

ባዕሳ፦ 24 ዓመት

ከ. 952

ኤላህ፦ 2 ዓመት

ዚምሪ፦ 7 መዓልቲ (ከ. 951)

ዖምሪን ቲብኒን፦ 4 ዓመት

ከ. 947

ዖምሪ (በይኑ)፦ 8 ዓመት

ከ. 940

ኣከኣብ፦ 22 ዓመት

ከ. 920

ኣሓዝያ፦ 2 ዓመት

ከ. 917

ዮራም፦ 12 ዓመት

ከ. 905

የሁ፦ 28 ዓመት

876

ዮኣሓዝ፦ 14 ዓመት

ከ. 862

ዮኣሓዝን ዮኣስን፦ 3 ዓመት

ከ. 859

ዮኣስ (በይኑ)፦ 16 ዓመት

ከ. 844

ዳግማይ የሮብዓም፦ 41 ዓመት

  • ዝርዝር ነብያት

  • ዮኤል

  • ኤልያስ

  • ኤልሳእ

  • ዮናስ

  • ኣሞጽ