ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

እዝራ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5 6 7 8 9 10

ትሕዝቶ

  • 1

    • እታ ቤተ መቕደስ ዳግም ክትህነጽ ንጉስ ቂሮስ ዘውጽኦ ኣዋጅ (1-4)

    • እቶም ምሩኻት ካብ ባቢሎን ኪምለሱ ዝገበርዎ ምድላዋት (5-11)

  • 2

    • ዝርዝር ስማት እቶም እተመልሱ ምሩኻት (1-67)

      • ኣገልገልቲ ቤተ መቕደስ (43-54)

      • ደቂ ገላዉ ሰሎሞን (55-57)

    • ነታ ቤተ መቕደስ ዚኸውን መስዋእቲ ፍታው (68-70)

  • 3

    • መሰውኢ ዳግም ተሰርሐ፡ ኣብኡ መስዋእቲ ቐረበ (1-6)

    • ዳግመ ህንጸት እታ ቤተ መቕደስ ጀመረ (7-9)

    • መሰረት እታ ቤተ መቕደስ ተሰረተ (10-13)

  • 4

    • ነታ ቤተ መቕደስ ኪሃንጽዋ ኸለዉ ዘጋጠሞም ተቓውሞ (1-6)

    • ጸላእቲ ናብ ንጉስ ኣርታሕሻስታ ጥርዓን ኣቕረቡ (7-16)

    • ኣርታሕሻስታ መለሰ (17-22)

    • ህንጸት እታ ቤተ መቕደስ ተቛረጸ (23, 24)

  • 5

    • ኣይሁድ ህንጸት እታ ቤተ መቕደስ ዳግም ጀመሩ (1-5)

    • ታትናይ ናብ ንጉስ ዳርዮስ ዝጸሓፋ ደብዳበ (6-17)

  • 6

    • መርመራን ትእዛዝን ዳርዮስ (1-12)

    • ቤተ መቕደስ ተሃኒጻ ተወድአትን ተመረቐትን (13-18)

    • ፋስጋ ተባዕለ (19-22)

  • 7

    • እዝራ ናብ የሩሳሌም መጸ (1-10)

    • ኣርታሕሻስታ ንእዝራ ዝሃቦ ደብዳበ (11-26)

    • እዝራ ንየሆዋ ወደሶ (27, 28)

  • 8

    • ዝርዝር ስማት እቶም ምስ እዝራ እተመልሱ (1-14)

    • ነቲ ጕዕዞ ዝገበርዎ ምድላዋት (15-30)

    • ካብ ባቢሎን ነቒሎም ናብ የሩሳሌም መጹ (31-36)

  • 9

    • እስራኤል ምስ ካልኦት ኣህዛብ ተዋሰበ (1-4)

    • እዝራ ዘቕረቦ ጸሎት ኑዛዜ (5-15)

  • 10

    • ጓኖት ኣንስቲ ኺሰድዱ ዝኣተውዎ ኺዳን (1-14)

    • ነተን ጓኖት ኣንስቶም ሰደድወን (15-44)