ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዮኤል

ምዕራፋት

1 2 3

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሓሸራታት ዜምጽእዎ ኸቢድ መዓት (1-14)

    • “መዓልቲ የሆዋ ቐሪባ ኣላ” (15-20)

      • እቲ ነብዪ ናብ የሆዋ ኣእወየ (19, 20)

  • 2

    • መዓልቲ የሆዋን እቲ ዓብዪ ሰራዊቱን (1-11)

    • ናብ የሆዋ ኺምለሱ ዝቐረበ ጻውዒት (12-17)

      • “ልብኹም ቅደዱ” (13)

    • የሆዋ ንህዝቡ ዝሃቦም ምላሽ (18-32)

      • ‘መንፈሰይ ከፍስስ እየ’ (28)

      • ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ተኣምራት (30)

      • ስም የሆዋ ዚጽውዕ ዘበለ ኺድሕን እዩ (32)

  • 3

    • የሆዋ ንዅሎም ኣህዛብ ይፈርዶም (1-17)

      • ስንጭሮ ዮሳፋጥ (2, 12)

      • ስንጭሮ ውሳነ (14)

      • የሆዋ፡ ዕርዲ እስራኤል (16)

    • የሆዋ ንህዝቡ ይባርኾ (18-21)